Communities:
EPLFLegacy 🇪🇷
| # | Tweet | Community | Topic | Views ▼ | Ratio | Engagement | Posted |
|---|---|---|---|---|---|---|---|
| 1 | [video] ዝኽሪ 38 ዓመት ደምሳሲ ስርሒት ናደው እዝ!
ህዝባዊ ግንባር didn’t just destroy Nadew they handed three Russian advisors a one-way ticket back to Moscow in chains. Derg’s toys, ours forever.
#Nadew38 #EPLFLegacy #Eritrea #DergDefeated #EritreanPride #NadewVictory | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 4.1K | 2.9x | 208 | Feb 27 |
| 2 | [image] ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ሃ.ማ.ድ.ኤ
@NUEWEritrea
ብዘይ ተሳታፍነት ደቂኣንስትዮ ፍትሓዊ ሕብረተሰብ ክትከል ኣይከኣልን ኢዮ
#InternationalWomensDay
#EritreanWomen #NUEW
#EPLFWomen #EritreanLiberation #WomenOfTheStruggle
#NakfaGeneration | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 2.8K | 1.9x | 113 | Mar 6 |
| 3 | [image] ህዝባዊ ግንባር ሓርነት ኤርትራ
"ናደው እዝ ከነጥቅዕ ዘይኮነ ክንድምስስ ኢና ኢሉ ዝነቐለ ህዝባዊ ግንባር፡ ብውሕሉል ወተሃደራዊ ቅዲ ዂናት ተመሪሑ ዓወቱ ኣረጋጊጹ እዩ"
ኮ/ል ኪዳነ ተስፋይ ( ወዲ ስኞራ)
#Eritrea #EPLF #EPLFLEGACY #YPFDJ #PFDJ #ERIID | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 2.3K | 1.7x | 62 | Feb 25 |
| 4 | [video] ምሕራር ኣፍዓበት - ሎሚ ልክዕ ኣብ 38 ዓመቱ
- ነጥበ መቐዪሮ ብምዃን ኣብ ጃላነት ዝነበረ ወተሃደራዊ ሚዛን ናብ ህዝባዊ ሰራዊት ዝዘጠጠሉ
- ስትራተጅያውያን ከበድቲ ኣጽዋር፡ ታንክታት፡ ረሻሻትን ድሩዓትን ወተሃደራውያንን ዝተማረኻሉ
- ሰራዊት | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.5K | 1.0x | 246 | Mar 17 |
| 5 | [image] 15 መጋቢት 1964 - ኲናት ተጎርባ፡ ተጋዳላይ ወግዓዊ ወተሃደራዊ ግጥም ዘካየደላ ታሪኻዊት ዕለት
መራሒ ናይታ ኣንጻር ሰራዊት ኢትዮጵያ ዝገጠመት ኣሃዱ ተጋድሎ ሓርነት ኤርትራ መሓመድ ዓሊ እድሪስ (ኣቡ ሪጃላ) ይበሃል። "ኣቡ ሪጃላ" ብቛንቋ ዓረብ | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.5K | 1.0x | 156 | Mar 17 |
| 6 | [image] ወርሒ መጋቢት
ካብ ኣገደስቲ ታሪኻውያን ፍጻመታት ኤርትራ
* 9 መጋቢት 1975፥ ጸላም ሰንበት ኣብ ከተማ ኣቚርደት። ኣብታ ከተማ ሰራዊት ኢትዮጵያ ብዝፈጸሞ ጃምላዊ ህልቂት 375 ሰላማውያን ሰባት ተቐቲሎም፡ 350 ኣባይቲ ከኣ ሓዊ ተረኲዕዎ ነዲዱ።
* 23 | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.4K | 1.0x | 98 | Mar 11 |
| 7 | [image] ሃገራዊ ማሕበር ደቂኣንስትዮ ኤርትራ ሃ.ማ.ድ.ኤ
@NUEWEritrea
ደመንን ርሃጸንን ከስኪሰን ድርብ ጭቆና ደምሲሰን ድርብ ዓወት (ናጽነት ሃገርን ጀንደራዊ ማሕርነትን) ንዝጨበጣ ኤርትራውያን ደቀስትዮ ዝመርሓ ገዳይም ሓርበኛታት፡፡
#InternationalWomensDay | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.3K | 0.9x | 125 | Mar 5 |
| 8 | [image] ዕድመን ምጎሰን ነተን ተቕሊሰን ዘቃለሳ ኣናብስ ኤርትራዊያን ደቀንስትዮ
ርሑስ 8 መጋቢት
ሃ.ማ.ድ.ኤ
@NUEWEritrea
ካብ መራሕቲ ደርባውን ሓርነታውን ቃልሲ - ኤርትራውያን ገዳይም ተጋደልቲ!
ደቀንስትዮ ተጋደልቲ ሰለስተ ሰውራታት እየን ኣካዪደን - ኣብ | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.2K | 0.8x | 85 | Mar 5 |
| 9 | [image] ጅግና ተጋዳሊት ኣስካሉ መንቀርዮስ
ኣደ ደርባዊ ቃልሲ ደቀንስትዮ!
She walked away from the softness of ordinary life and stepped into the unforgiving dust of struggle, not because she had to but because her nation called. In the fire of the 1970s, Askalu Menkerios | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 1.1K | 0.8x | 217 | Feb 27 |
| 10 | [image] ቅያ ናደው ንወለዶታት!
እዋይይ እዚ መስተንግር ጽኑዕ ውድብ ሰራዊት ህዝባዊ ግንባርኣብቲ እዋን ሰብ ድዮም ኔሮም ዋላ ኣምላኽ ኣብ ሓጻዊን እዩ ቀይርዎም እዚ ጅግንነት እዚ በዞም ጀጋኑ ብመትከል ህ.ግ ስሙራት ስጡማት ዉፉታት ጽኑዓት ንኹሉ ግጥም እዝ | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 744 | 0.5x | 89 | Mar 18 |
| 11 | [image] "ብጻይነት!" ክብል ገሊጸያ'ለኹ
ኩሉና ንፈትን፥ ነቲ ብቐጻሊ እንጽሕፎ ታሪኽ ሂወትን ካልእ ዕሙቕ ዝበለ መግለጺታትን መለሳ ይኸውን እዩ። ሱታፌና ክነዕዝዝ ከኣ ይሕግዝ።
#Eritrea #EPLF | EPLFLegacy 🇪🇷 | — | 585 | 0.4x | 112 | Mar 17 |